Player FM - Internet Radio Done Right
Checked 1d ago
Adicionado há oito anos atrás
Conteúdo fornecido por ድምጺ ኣመሪካ. Todo o conteúdo do podcast, incluindo episódios, gráficos e descrições de podcast, é carregado e fornecido diretamente por ድምጺ ኣመሪካ ou por seu parceiro de plataforma de podcast. Se você acredita que alguém está usando seu trabalho protegido por direitos autorais sem sua permissão, siga o processo descrito aqui https://pt.player.fm/legal.
Player FM - Aplicativo de podcast
Fique off-line com o app Player FM !
Fique off-line com o app Player FM !
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America
Marcar/Desmarcar tudo como reproduzido ...
Manage series 1451410
Conteúdo fornecido por ድምጺ ኣመሪካ. Todo o conteúdo do podcast, incluindo episódios, gráficos e descrições de podcast, é carregado e fornecido diretamente por ድምጺ ኣመሪካ ou por seu parceiro de plataforma de podcast. Se você acredita que alguém está usando seu trabalho protegido por direitos autorais sem sua permissão, siga o processo descrito aqui https://pt.player.fm/legal.
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021
…
continue reading
20 episódios

Todos os episódios
×ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ ዘጋጠመ ጎንጺ መደብ ጥዕና -ኣፍሪቃ -- ሕማም ዓሶ ንምጥፋእ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ትጠልብ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፈላማይ ልዝብ ኣብ ዙርያ ስምምዕ ኣንካራ ኢትዮጵያን ሶማልያን ተኻይዱ ምውንጃል መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሽ ጎንጺ ክመርሕ ይኽእል’ዶ? ኣቶ ዘርኡ ኣብ ሰናይ ስራሕ ሓገዝ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ ከተማ ርያድ ዝካየድ ርክብ ሰብ-መዚ ኣመሪካን ሩስያን መበል 50 ጽንብል ምስረታ ህወሓት
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ሰሙናዊ ዜና ስፖርት መራሕቲ ክልል ትግራይ ንምሉእነት ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ይጽውዑ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ህወሓት፡ ንውሳነ ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ነጺጉ ኣብ መበል 38 ኣኼባ ሕ/ኣፍሪቃ ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ መራሕቲ ሃይማኖት ክልል ትግራይ ንመሪሕነት ህወሓት ከም ዝሸምገሉ ገሊጾም ኣመሪካ - ወፍሪ ኣንጻር መርበባት ግብረ-ሽበራ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ክልከላ ኣንቢሩ ልዕሊ ፍርቂ ኢትዮጵያውያን ዝዀኑ 260 ግዳያት ምስግጋር ዘይሕጋዊያን ሰባት ካብ መይንማር ተለቒቖም ሕቶ ሰላም መናእሰይ ኢትዮጵያ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፕረ. ትራምፕ ብቴሌፎን ምስ ፕረ. ፑቲን ተዘራሪቦም መራሒ ኣብ ሶማልያ ዝመደበሩ ዳዒሽ ምቕታሉ ተገሊጹ ሩስያ ንልዕሊ 3 ዓመታት ተኣሲሩ ዝነበረ ኣመሪካዊ ዜጋ ፈቲሓ ሽረ እንዳስላሴ -- ተመዛበልቲ ገንዘብ ከዋፅኡ ተሓቲቶም ዲዮም?
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣቶ ልደቱ አያሌው መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክገሹ ኣብ ዝፈተንሉ ከምዝኸልከሎም ሓቢሮም ሽረ እንዳስላሴ -- ኣብ መዘናግዒ ስፍራ ብዝተርበየ ቦምባ 17 ቆሲሎም ፕረ.ትራምፕ ምስ ናይ ዮርዳኖስ ንጉስ ዓብደላ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም ዋዕላ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ፓሪስ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፋይናንሳዊ ጕዕዞ ኢትዮጵያ ብኣዒንቲ ሓላፊት ዓለምለኸ ማዕከን ገንዘብ፡ “ጽንኩር ግን ኣተስፋዊ” ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቤት ትምህርቲ ሰብኣውነት ከፊቱ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና መደብ መንእሰያት - ኤርትራ- ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን
Bem vindo ao Player FM!
O Player FM procura na web por podcasts de alta qualidade para você curtir agora mesmo. É o melhor app de podcast e funciona no Android, iPhone e web. Inscreva-se para sincronizar as assinaturas entre os dispositivos.